Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ጉባኤኡ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ብዝገበሩዎም ኣኼባታት ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታን…

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዋሽ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ምክልኃል ኮንትሮባንድ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንስፔክተር ኣለሙ ይመር ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ…

እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ምእታው ዓቢዪ ፆም ምኽንያት ብምግባር ንህዝበ ክርስቲያን መልእኽቲ…

ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን የመርቕ ኣሎ። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዘሰናድኦ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ምልባስ መዓርግን…

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታትን ስራሕቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝሳለጡ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕመጠ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ሰባት እናዘረፈ፣ እናሳቐየን እናቐተለን ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣየተ ታዬ ጉዲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ…

ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ላ ፕላና ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ ጎዳና 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ። እታ ኣትሌት 29:14 ብዝኸነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ወሰን ኣመዝጊባ ዘላ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 475 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 140 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢየን፡፡ እቲ ሆስፒታል ዝተመስረተሉ መበል 75 ዓመት ክብረ በዓል…

ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ሎሚ መዓልቲ ኣፍልጦ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪታት ምኽባር ሕጊን ህብረ ብሀሄራዊ ሓድነትን ልዑል ኣስተዋፅኡ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ምሃብን ንላዕለዎት መኮንናት መዓርግ ናይ ምልባስን ስነ-ስርዓት ከምዝካየድ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን እቲ ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሸመ…

ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ደቡብ መበል 30 ክፍለ ጦር ነበልባል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ምሃብ ሜዳሊያና መዓርግን ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄነራል ሰለሞን ኢተፋ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ…