Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣባላት ዝሳተፉሉን ኣካል ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ጉባኤ  ዝኾነን መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኮንፈረንሳት ብዝምልከት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ መግለፂ ሂቦም።…

ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ንህዝቢ ተኸፊቱ። እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ 21 ክሳብ 23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ። ጀጋኑ…

ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ትሑት ከፈልቲ ግብሪ ምብራቕ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገዛኻኝ ታምሩ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣተኣኻኽባ እቲ ግብሪ 116 ሚኢታዊ ብምፍፃም ውፅኢታዊ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቄለምን ምዕራብ ወለጋን ከምኡውን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ካልኦት ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ሓረስቶትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን…

ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ። ኣብ ቤላሩስ ዝግበር ድርድር ሰላም ክልቲአን ሃገራት ወታደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ጠጠው ንመባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡ ብዙሓት ተዛረብቲ ቋንቋ ሩሲያ ዘለወን ግዝኣታት…

ፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ዘፈር ሕርሻን ኢንዱስትሪ ንመዝማን ከምኡ እውን ንምትእስሳር ብዙሓት ፃዕሪታት እናተገበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሬታ ሰዋስው ከምዝገለፀኦ፥ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ብዝበለፀ ውፅኢታዊ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት፣ ዝተመጣጠነ ምግቢን ናውቲታት ሕክምናን ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ዝምራሕ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ንሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

መበል 126 በዓል ዓድዋ ብመልክዕ ካርኒቫል ክኽበር ኢዩ- ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ብመልክዕ ካርኒቫል ኣብ ዋና ጎደናታት ክኽበር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊ ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም። ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን÷ እቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ጎብኒየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ጎብኒየን። ከንቲባ ኣዳነች “ኣቡነ መርቆሬዎስ ፈጣሪ ምሕረት ንከውርደሎም ካብ ልቢ እምነ” ክብላ…