Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ መርሃ ግብሪ ምስጋና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክልትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ሓዊሱ ላዕለዎት…

“ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት “ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህልን ስፖርቲን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ ሐዚ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝኽበር መበል 126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ዕለት ወጋሕታ 12፡00 ሰዓት 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኃል ኣፍሊጡ። ንኢትዮጵያ፦…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ መዓርግ፥ ኣግባብነት ብዘለዎም ክፍሊታት ትምህርቲ ተመርሚሩ፣ ብጉባኤ ኣካዳሚክ ኮሌጀት ተፈቲሹ፣ ኣፅጋቢ ብዝኾነ መልክዑ ብሰብ ሙያ ተገምጊሙ ብሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ…

ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ እንዳለው መኮንን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዳይሬክተር ኮንፈረንስ…

ቻይና ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና እዋናዊ ኩነታት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዘይምርድዳእ ንምዝሓል ኣብ ዝሕግዙ…

ኩነታት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዓለም ዘማእኸለ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ኢኮኖሚ ምህናፅ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ልምዓት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ምስ ኩነታት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዓለም ዘማእኸለ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ኢኮኖሚ ምህናፅ ይግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዘየቋርፅ ምትሕብባር…

ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ምሕላፉ ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን። ኢትዮ ቴሌኮም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ብሚኒስቴር ገንዘብን ብምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣብ ዝተገምገመሉ እዋን፤…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ክላሽን ኮቭ ተታሒዙ። ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ዞባ ደምቢ ዴሎ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሃይሩፍ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ኣብ ዝተገበረ ተፍቲሽ ኢዩ ተረኺቡ። ሰላም…