Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ጣሊያን ማሪና ሴሬኒን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርቂ መኻይን ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስራቕ መኻይን ከምዝተበራኸተ ሰብ ንብረትን ኣሽከርከርቲን ገሊፆም። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኮሚሽን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ፈሲካው ፋንታ ንፋና ብሮድካስት ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ገበን…

መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወርቅነሽ ብሩ፥ “ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ኣይኽበርን” ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሓቢረን። ሃርበኛታት ኣብቲ ኣደባባይ…

ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

አዲስ አበባ፣ የካቲት 22፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ማዕበል ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝዓገተ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ መበል መ126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓድዋ ዝነበረ ወተሃደር ሕብራዊ…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ንዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ምድላዋት እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለያ ክልላት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ንዝካየድ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ምድላዋት እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ሓላፍቲ ፓርቲ ብልፅግና ክልላት ደቡብ፣ ጋምቤላን ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ምምሕዳር ከተማ ድረዳዋ ኣፍሊጦም። ነቲ ሓፈሻወ ጉባኤ…

ዓወት ዓድዋ ዋልታ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትናን ውፅኢት ምትሕብባርናን ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ዋልታ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትናን ውፅኢት ምትሕብባርናን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ፥ ፅባሕ ዝኽበር መበል 126 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ኣውፂኡ።…

ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተገበረ ውግእ ጀጋኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ምፍራይ ዝተኸኣለሉ ኢዩ – ሜ/ጄኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተገበረ ውግእ ልዑል ልምዲ ዘተረኸበሉን ጀጋኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ምፍራይ ዝተኸኣለሉ ከምዝነበረ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሜ/ጄኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል ፍቃዱ፥…

ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ምቅዋሞም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ብምቅዋም ሕዚ እውን ሰላማዊ ሰልፊ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሱዳናውያን ኣብ ካርቱም ፊት ንፊት ፕሬዚዳንታዊ ቤተ መንግስቲ ብዝገበሩዎ ሰልፊ ሓደ…

ህንፀት ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎሜትር ዓድዋ 75 ሚኢታዊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ካልኣይ እናሃነፆ ዝርከብ ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎሜትር ዓድዋ ህንፀቱ 75 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ዓበይቲ ፕሮጀክታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ምሬሳ…

ኢትዮጵያ ዞባዊ ፎረም ሚኒስትራት ፍልሰት ሰራሕተኛታት ናይ ምምራሕ ሓላፍነት ካብ ኬንያ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ፎረም ሚኒስትራት ፍልሰት ሰራሕተኛታት ንዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት ናይ ምምራሕ ሓላፍነት ካብ ኬንያ ከምዝተረከበት ተገሊፁ። ምሕደራ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ብምምሕያሽ ዞባዊ ምትእስሳር ንምጥንኻር ምስ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ውሕስናን…