Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ብምዕራፎም ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ብምዕራፎም ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብዜና…

ቀ/ሚ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕብራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ራብዒይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዓሪፎም። ቅዱስነቶም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ትማሊ ምሸት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ስርዓተ ቀብሮም ብዝመልከት ቅዱስ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ…

እቲ ኤምባሲ ኣዩክሬን ንዝርከቡን ካብ ዩክሬን ናብ ፖላንድን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት እናኸዱ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓገዝ ክረኽቡ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ኣብ ዩክሬን ንዝርከቡን ካብ ዩክሬን ናብ ፖላንድን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት እናኸዱ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሓገዝ ክረኽቡ ዝኽእሉሉ ሊክን ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን…

ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ሞጆ ፀጋዬ ተክለሃና ንኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ሚስኪ መሓመድ…

ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ማሪያና ሴሬቲ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምኡ እውን ዋና…

ብምኽንያት ኲናት ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ፅንቶ ዘርኣውነት ይበፅሐና ኣሎ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ - ዩክሬን ፈሪሖም ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ብምሕብሪ ቆርበቶም ንቶ እናበፅሖም ከምዝኾነ ገሊፆም። ካብ ኲናት ብምህዳም ካብ ዩክሬን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምውፃእ ኣብ ዝፈተኑ ሓደሓደ…

ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ሕርሻ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ግብሪ ከምትገብር ኣፍሊጣ። እታ ሃገር 173 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ምንካይ ግብሪ ከምትገብር ኢያ ገሊፃ ዘላ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ ኩን÷ ቻይና ምንካይ ትገብረሎም ዓውዲታት ቴክኖሎጂ፣ ሓለዋ ከካባቢ፣…

ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኾና ይኅእል ኢዩ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ብኲናት ጥራሕ ዘይኮነስ ድኽነት ንምውጋእ ብሓድነት ጠጠው እንተይልና ምዕባለ ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዓወት ዓድዋ ትምህርቲ ክኸውን ከምዝኽእል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን 34 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ገንዘብን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…