Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ሃገራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ክውክሉ ንዝተሸሙ ኣባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሞስኮ ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ናይ ስልኪ ዘተ ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሃገሮም ምስ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ትማሊ ምሸት ግብረ ሓይሊ እታ ከተማ ብዝገበሮ ዳህሳስ፥ ዘይቲ ካብታ ከተማ ተፃዒኑ እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ገሊፀን፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ምትሕበባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮምሎም። ካብዚ ሓሊፉ ድማ ሓገዝ መሓዙት ተወሲኹዎ ሰላምን ልምዓትን…

ስራሕቲ ፅሬትን ስልጠናን ንምምሕያሽ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መንግስቲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ባንኪ ዓለም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብምጥያሽ ስራሕቲ ፅሬት ስልጠናን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ንኽፍጠር ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ዘፈር ትምህር ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሳፋ ኤል ኮጋሊ ገሊፀን። እተን…

ኣብ ቴክዮ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴክዮ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም። ብደቂ ተባዕትዮ ታምራት ቶላ ብ2 ሰዓት 2 ደቒቓን 14 ሰከንድን ብምእታው ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ሹራ ቂጣታ 5ይ…

ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቂቕ ሕጊ ‘ኤችኣር 6600’ ዝቃወም ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዝሳተፉሉ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ብኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ቶም ማሊኖውስኪ (ኒውጀርሲ)፣ ያንግ ኪም (ካሊፎርኒያ)፣ ግሪጎሪ ሚክስ (ኒው ዮርክ)፣ ዴቪድ…

ዶ/ር ሊያ ኣብ 4ይ ፎረም ጥዕና ዱባይ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ቀዳማይ ደረጃ ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ምዕባይ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ሚኒስትር ብበዓል መዚ ሓለዋ ጥዕና ዱባይ ኣብ ዝተዳለወ ራብዓይ ሮረም ጥዕና ዱባይ ብምስታፍ “ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዝውል ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብዘይግቡእ ሃለቕቲ ምግቢን ካልኦት ጥረ ኣቕሑትን ዝዕሽጉን ዝሓብኡን ደለልቲን ነጋዶን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መላእ እታ ከተማ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብሓፈሻ እቶም ፕሮጀክታት ምምራሕ ዘመረቐኦም እንትኾና፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር፣…