Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ድሬዳዋ ልዕል 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስድራ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ድሬዳዋ ልዕል 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስድራ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ከምዝረኸቡ ኤጀንሲ መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ድሬዳዋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ደረጄ ኣበበ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…

ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ልምዓት ዘራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ስርናይ በፍሪያት ውሽጢ ዓዲ…

ሃገር በቆል ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንውጥን ሃገራዊ ህንፀት ርኡይ ታራ ኣለዎም – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንህንፀት ሃገራዊ ሰላም ርኡይ ታራ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ጎንፂታት ንምፍታሕን ሃገር በቆል ስርዓታት ኣፈታትሓ ጎንፂታት ምስ ሳይንሳሰዊ ስነ-ሓሳብ ኣፈታትሓ ጎንፂ…

ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ መጠን እቲ ሓደጋ ንምቕናስን እቲ ባርዕ ሙሉእ ንሙሉእ ንምቁፅፅርን ፖሊስ ዞባ ጋሞ፣ ከተማ ኣርባ ምንፅን ወረዳ ከባቢ ኣርባ ምንጭን፣ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ለውጢ ኣየረን…

ጂቡቲ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደብ ብቕልጡፍ ናብ ኢትዮጵያ ንኸኣትዉ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደባታን ናፃ ቀጠናታትን ናብ ዝተፈላለዩ መባፅሕቲ ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ንምጉዕዓዝ ብዕቱብ ንምስራሕ ምስምዕማዓ ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን…

ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ዋጋ ነዳዲ ኣዚዩ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ዋጋ ድፍድፍ ነዳዲ 139 ነጥቢ 13 ዶላር እንትኸውን፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መፋርቕ 2008 ጀሚሩ ልዑል ወሰኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብ…

ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባሩ ተሓቢሩ። ጊዜያዊ የተኩስ አቁሙ በበርካታ የዩክሬን ከተሞች ከዛሬ ጀምሮ እንደሚተገበር ሲ ጂ ቲ ኤን ዘግቧል እቲ ግዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ብዙሓት ከተማታት…

ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት” ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት”ን ካብ ፀረ ቻይና ሽርሖምን ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 መጋቢት “ዴሞክራሲ…

ኣብዚ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ-ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ዲየኦም…

ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌደራል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር  ክለል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣድሂቦም ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂን እናተውሃበ ዘሎ…