Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ጦር ግምባር ዝፈፀምክን ደቂ ኣንስትዮ ንዘምፃእኽንኦ ዓወት ነመስግን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብኣኽን ድርብ መስዋእትነት ክትቅፅል ኢያ፤ ንዓኽን ክብሪ ምሃብ የድሊ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8) ኣብ ክበብ መኮንናት ምክልኻል…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 26 በርሚል ነዳዲን ቤንዚንን ከምዝሓዘ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። ምክትል ቢሮ ሓላፊ ዘፈረ ንግዲ ኣይተ ኦኬሎ ኡቦንግ ከምዝገለፁዎ፥ ብዝተገበረ ክትትል ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ታፍ መዕደሊ…

ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚስጢር ብልፅግና ኢትዮጵያ ምድማር፣ ምክብባርን ብሓባር ደው ምባልን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፁም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተሃኒፁ ዝተዛዘመን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ዘፍሪን…

40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ፍሪያት ዘይቲ ብልዒ ወሰኽ ዋጋ ዓለም ለኻዊ ዕዳጋ በዝፈጠሮ ለውጢ ምኽኒያት ከመዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ መንግስቲ ሕፅረት ኣቕርቦት ንምፍታሕ ዓሊሙ 40 ሚሊየን ዘይቲ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ፀፅታን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን ከምኡ እውን ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ “ኢትዮጵያን ጅቡቲን ታሪኻዊን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብን ዘለወን ሃገራት…

ኣብ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ተፈንጂሩ ህይወት 7 ህጻናት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ቀበሌ ግራር ውሃ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ብምፍንጃሩ ህይወት 7 ህጻናት ከምዝሓለፈ ቤት ፀሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሓጋዚ ኢንስፔክተር ሃይሌ ብርሃኑ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብ5 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝተገበረ ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ቆርቆሮ ኣዳማ መሪቖም። እቲ ፋብሪካ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝኣትዉ ፍሪያታት ሓፂነ መፂን ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፍ ከምዝኾነ…

ምክትል ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ጂም ዶብሰን ኣሜሪካ ኣብ ከባቢታት ምብራቕ ኣምሓራ እትገብሮም ዘላ ደገፍ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ተዓዚቦም። እቶም ምክትል ዳይሬክር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ እቲ ትካል ዝገብሮም…

ካብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 39 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 39 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ከምዝቐረበ በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሕርሻን በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ፌዴራልን ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ተረኺቦም…

ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣብ ኣርባዕተ መኻዚን ብዘይግቡእ ዝተኸዘነ ዘይቲ ብልዒ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣብ ኣርባዕተ መኻዚን ብዘይግቡእ ዝተኸዘነ ዘይቲ ብልዒ ብዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ተታሒዙ። ምኽባር ናብራ ንኽበኣኣስ ሰብ ስራሕ ናህሪ ዕዳጋ ብምፍጣርን ፍርያታት ብምሕባእ እናተንቀሳቐሱ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ደለልቲን ነጋዶን…