Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሱሉልታ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ። እቲ ዘይቲ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽ ኣብ ኣርባዕተ ሹቓት ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሞ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ። ብተወሳኺ…

ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈረሙ፡፡ እቲ ሰምምዕነት ንመፈፀሙ ክልተ ፕሮጀክታት ዝውዕል ምዃኑ ተገሊፁ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…

ብሓዱሽ መጥቃዕቲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም እቶም ኤረትራዊያን ትማሊ ናት ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተዘዋወሩ ካብ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት…

ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሽትኡ ንኽወቅዕ ኣድላዪ ሓገዝ ክትገብር ኢያ – ኣምባሳደር ጃፓን ኢቶ ታካኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሽትኡ ንኽወቅዕ ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝገብሮም ፃዕሪታት ጃፓን ብኣድናቖት…

ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ። ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ዝካየድ መርሃ ግብሪ ፌስቲባልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ፥ ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያ፣ ኡጋንዳ፣ ርዋንዳ፣ ኬንያ፣ ደቡብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። ኣብቲ ብቴሌፎን ዝተገበረ ዘተ፥ ብኲናት ናብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ኣቕርቦት ምብፃሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ብምድሃብ ከምዝተላዘቡ ተገሊፁ።…

ስነ ሰርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ክፍፀም ኢዩ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣፈፃሚ እቲ ስርዓተ ቀብሪ ኣብ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኣብ ዝሃቦ…

ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚሊኒየም ሜዲካል ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ብደቂ ኣንስትዮ ኳትርን ሰብ ሞያ ሕክምናን ጥራሕ ዝፈላለዩ ኣገልግሎታት ሕክምና መጥባሕቲ ይወሃብ ኣሎ። ብብርኪ ዓለም ንመበል 111 ግዘ ብኢትዮጵያ ን46…

መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘየምፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከየምፀአ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሩሲያ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ዝተኻየደ እቲ ዘተ ዝረብሕ ለውጢ ከየምፀአ…

ኢራን ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝንበር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሆሴን ኣሚር ኣብዱላሂን ተዛሪቦም። እቶ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስትር…