Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ቀፀልቲ ኣንፈታት ትኹረት ዘመላኽቱ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ…

ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ተካይድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ምስ ጋና መዘናኣ ተካይድ ኣላ። እቲ መፃረዪ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ እናተኻየደ ከምዝርከብ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ኣብ ከባቢ ጠረፍ ደቡብ ሱዳን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ዜጋታት ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ጠረፍ ክልል ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ነበርቲ ወረዳ ጂካዎን ላሬን ከምዝተመዛበሉ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝሓሮ፥ በቲ ጎንፂ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ ኣብ…

ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ይመርፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ እናመረፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ጉባዔኡ እናካየደ ዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ውዕልኡ፥ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዝኽእሉ ኣባላት ማኣኸላይ…

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅና ፍፁም ናፃን ኣሳታፊን ነይሩ – ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅና ፍፁም ናፃን ኣሳታፊን ብምዃን ንዴሞክራሲያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ መዓልቱ እንትኸውን፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ናይ ትማሊ…

ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም። ሚኒትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ራብዓይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ብፁእነቶም ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ፀሎት ፍትሓት፣ ስርዓተ ማህሌትን ፀሎት ኪዳንን…

ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምድማር ከም መገዲ ምዕባለ ከም መብፅሒ ዝወሰደበ፣ ብሃገር በቆል ሓሳብ ንባዕሉ ዝተኸለ ፓርቲ ምዃኑ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና!”…

ከም ኣሕዋት ሃገራት ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ – ዋናፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ ጅቡቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲን ኢትዮጵያን ብደም ዝተኣሳሰና ኣሕዋት ሃገራት ስለዝኾንና ብሓር ንምዕባይ ርክብና ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፀሓፊ ገዛኢ ፓርቲ “ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ” ጅቡቲን ሚኒስትር ኢኮኖሚ እታ ሃገርን ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ርክብ ዘጠናኽራሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳንን ምክትል ኣቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ሱዳንን (ኤስ ፒ ኤል ኤም) ፕሮፌሰር ዶኮተር ጀምስ ዋኒ ኢጋ ገሊፆም። ምክትል ኣቦ…