Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝገለፆ፥ ቀዳማይ ዙር ተፈተንቲ ብዝምልከት • ብተፈጥሮ ሳይንስ ኣብ መንግስታዊ ዩንቨርስቲታት 363 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 351 ንደቂ ኣኒስቲዮ • ኣብ…

ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ዑደተን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ቀረባ እዋን ሓሙሽተ ናይ ፅዕነት ኣየራት ቦይንግ 777-8 ኣውሮፕላን…

ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ዣንግ ዡ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተዘሓሒሉ ዝፀንሐ ዓውዲ ቱሪዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዘኽእሉ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣበ መንጎ…

ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮን ኣብቲ ቀፅሪ ኣብቲ ግቢ ንምፍታር ዝፈተኑ ኣካላትን ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምውዳድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር…

ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና። ሩሲያ ሕቶ ሓገዝ ኣፅዋራት ኲናት ንቻይና ኣቕሪባ ክትብል ዋሽንግተን ምዝራባ ይዝከር። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን እቲ ጉዳይ…

ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት በዓል 9 ደብሪ ህንፃ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ንህንፀት እቲ ህንፃ 895 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብቲ መርሃ…

ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ከምዝቕፀሉዎ ኣቐባሊ ቃል ዲሚትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ከም ገለፃ እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ኣብቲ ዘተ ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ንልኡኽ ሩሲያ ክመርሑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ከምኡውን 3 መጋቢት ስነ ሰርዓት ምፍናው…

ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡ ብይስማው…