Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድን ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪን ሕርሻን ዝገብረኦ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንብዙሓት ዜጋታት ተረባሕቲ ገይሩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድን ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪን ሕርሻን ዝገብረኦ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንብዙሓት ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝገብ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ካብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኔዛርላንድስን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ኣብ ከባቢታት ዱከም፣ ቢሾፍቱን ሞጆን…

ኣብ ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ እቲ ጉባኤ፥ ግዕዝይና ምክልኻልን ኣብምዕራፍ ሓሙሽተ ዝተሰረቐ…

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኮሚቴ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉን ኣብ ሃርሱማን ኣፍዴራን ዝተዓቖቡን 7 ሺሕን 500 ዜጋታት ሓገዝ ተገይሩ። ተጠቀምቲ እቲ ሓገዝ ካብ ከባቢታት ኣብዓላ፣…

ፓርቲ ብልፅግና ህዝባዊ ሓደርኡ ንምውፃእ ዘኽእሉ ስጉምቲታት ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ገሊፁ። ውሽጣዊ ሓድነት እቲ ፓርቲ ዘጠናኽሩ ውሳነታት ከመዝተወሰኑን እቲ ፓርቲ ዝተውሃብዎ ህዝባዊ ሓደራ ብኣግባቡ ንምውፃእ ዓሊሙ ናይ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ናፍታሊ ቤኔት ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ናብ ሰለማዊ መገዲ ኣብ ዘምረሐሉ ኩነታት ብምድሃብ ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ተወከልቲ ዩክሬንን ሩሲያን ብቪዲዮ…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየንን 487 ሚሊየንን 562 ሺሕን 425 ነጥቢ 97 ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር 240 ቢሊየንን 338 ሚሊየንን 604 ሺሕን 387 ነጥቢ 02 ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ከምዝነበረ ድማ…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ እናተጋደደ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀሊል ባቡር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዝተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ባቡር ዝፍፀም ገበን ስርቂ ካብ እዋን ናብ እዋን እናተጋደደ ምምፅኡ መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቀሊል ባቡረ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ቢልቱማ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ መስመር ፋይበር ኦፕቲክስ (OPGW) ናይ ምፅጋን ስራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ። መካየዲ ስራሕ ቢሮ ኦፕሬሽን ፋይበር ኦፕቲክስን ፅገናን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ኤርሚያስ ገብረመድህን ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ኮምቦልቻ-…

ኔቶ ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ኢዩ – ቻርለስ ሚሼል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ሰሜን ጦር ኣትላንቲክ  (ኔቶ) ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ቻርለስ ሚሼል ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ንንባብ ዝበቕዐ ፍሉጥ ጋዜጣ ስፔን…

ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 68 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ከትትል እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ። እቶም…