Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ሰነድ ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኣፍሊጡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈር ናይሮቢን ማሕበር ምሕዝነት ኢትዮ-ኬንያን ዝተፈራረሙዎ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፓርላማ ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ድሕንነትን ታንዛኒያ ተዛቲየን። እቶም ኣባላት ፓርላማ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም፡፡…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ንምጥንኻር ቆራፃት ከምዝኾና ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዴንገ ቦሩን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪ ሶማሊያ ኻሊፍ ዓብዲ ዑመር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ልውውጥ ንግዲ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዮም። ርኢቶ ኣካላት ኢንዱስትሪን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ቀሊል ባቡር፣ ኢትዮ ቴሌኮምን ኬብል ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ተጠርጠርቲ ኢድ ንኢድ ሒዙ ምርመራ እናገበረ ከምዝኾ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘፈራት መሰረተ ልምዓት ዝፍፀሙ…

ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ንምቅልጣፍ ዘኽእል “ኩፕ ቦት” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣማዕቢሉ ብዕሊ ስራሕ ኣጀሚሩ። እቲ መተግበሪ ምስ ሕብረት ስራሕ ባንኪ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ብዝተገበረ ስምምዕነት ዝማዕበለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ዘይቲ ብልዒ ንምርግጋዕ ዓሊሙ 12 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዘጎዓዓዘ ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጁቢቲ ኣፍሊጡ። ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝተዓደገ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ…

ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብ10 ሚሊየን ብር ፓርክ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ፓርክ ነታ ከተማ ፅባቐ ከምዝፈጥር ድማ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ነቲ ህንፀት ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበራሉ እዋን፥ እቲ ፓርክ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ካልኣይ ዙር መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኣካይደን። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊ ተዛቲዮም። ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ሓበራዊ ኣብ…

ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ 150 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣቢሉ በቢወርሑ ብማእኸላይ 50…

ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን – ኣይተ ያሲን ኣሕመድ

ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላት ብናፅነት ክውስና ኣይኽእላን - ኣይተ ያሲን ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ብዘይምህላዉ ኣብቲ ክልል ዘለዋ ሃይማኖታዊ ትካላ ብናፅነት ክውስና ከምዘይኽእላ ፕሬዚዳንት ፐብሊክ…