Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን-ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ኦፌኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን ክብሉ ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ፌዴራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣይተ ሙላቱ ገመቹ ገሊፆም። ኣይተ ሙላቱ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ፓርቲኦም ዓለም…

ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን(JICA)  ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ዋና ተወካሊ እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ካትሱኪ ሞሪሀራ ተዛቲዮም።…

ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነን-መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነንክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ቁፅሪ እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ካብ ምውሳኽ ብዝሓለፈ ሓቃዊ ሓበሬታ ዝምግቡን…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ መንግስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ 2013 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ቅድመ ሐዚ ሕሪያ ትካልንን ዓውደ ትምህርቲን ምክያዶም እቲ ሚኒስቴር ኣዘኻኺሩ።…

ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ። እቲ ጉባኤ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያን ኤክስቴሽያን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ልዕሊ 30…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እናካየዶ ዝርከብ ምምሕያሽ ውዳበ ተዛዚሙ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ትግበራ ከምዝእቶ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ምደባ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ኣምባሳደራት ዝተወሰኑ ዝተመደቡሉ ከባቢ እንተይከከዱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ንኽሰርሑ…

ኣብ ሕርሻ ዘተኮረ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓገዝ መንግስቲ ኔዘርላንድስ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ገንዘብ ዝትግበርን ኣብ ሕርሻ ዘተኮረን ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዕላዊ ኮይኑ። ዩኒቨርሲቲ ዋግኒንገን ኔዘርላንድስን ሚኒስቴር ሕርሻን፣ ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያን ካልኦት መሓዙት…

ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶዝ ክታበት ፋይዘር ኮቪድ-19 ንኢትየጵያ ሓገዝ ምግባራ ገሊፃ። እቲ ሓገዝ ኣሜሪካ ብብርኪ ዓም ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ዶ/ር ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ብዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ብዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኬት ሃንሰን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሚኒሰስቴር ማይን ኢነርጂን ቀረብ ማይን ሳኒቴሽንን፣ ምሕደራ ሃፍቲ ማይን ልምዓት…

ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣብ 6ይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ኢንዱስትሪ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም፥ ካብ ልዕሊ 41 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተወከሉ ልዕሊ 500 ኣባላት ማሕረሰብ ንግዲ ተሳተፍቲ ኮይኖም። ብቀንዱ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ትኹረት…