Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስራሕ ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ተዛቲኻ…

መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ንህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ኣድላዪ ሃናፂን ግደ እናተፃወተን ሓገዝ ንኽለኣኽ እናገበረን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ንህዝቢ ትግራይ ኣድለይቲ ዝኾ ሓገዛት ምግቢን…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ኣኼባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ መበል ዓስራይ ህፁፅ ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኢዩ ኣኼብኡ ጀሚሩ። 19 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝተሳለጠ ቃለ…

ኣብ ልዕሊ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሕሰት መምርሒ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ። በዓል መዚ ስልጠናን ትምህርቲን ስልጠናን ዝበፅሕሉ ሓበሬታታት ሕብረተሰብ መበገሲ ብምግባር ኣብተን ትካላት ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ዑደት ተወሳኺ…

ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ሰብ ማእኸል ብዝገበረ መልክዑ ንምምሕያሽ ዝፍፅሞ ዘሎ…

ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ትግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ተግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ናይቲ ትካል መትከላትን ክብሪታትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉድለት ስነ ምግባር ዘርኣዩ 146 ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ካብ ስራሕ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉድለት ስነ ምግባር ዘርኣዩ 146 ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ካብ ስራሕ ከምዝተሰናበቱ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝዓመሞም ተግባራት ምክልኻል ገበንን ምርመራን ብዝምልከት መግለፂ…

ሃገራት ብምውራር ብዙሓት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን-ኣቐባሊ ቃል ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራቅ ሓዊሱ ሃገራት ወፃኢ ብምውራር ኣብ ዓለም ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሜትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ…

ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝውክሉ ኣምባሳደራት ናብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሹመት ኣምባሳደራትን 18 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተውሃበ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ…