Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዩኒሴፍ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዝተማለአ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሪጅናል ቢሮ ሓለዋ ህፃናት እቲ ትካል ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪኻሪ ኣንደሪው በሮክስ፥ ምስ…

ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ተገይሩ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ምስ ውፅኢት ፈተና…

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ጋንታ ቼልሲ ምስ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ጋንታ ቪያሪያል ምስ ጋንታ ባየርን ሙኒክ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ጋንታ ቤኔፊካ…

ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ልዕሊ 20 ሺሕ ተምሃሮ ስምዕታ ምላሽ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ፈተናታት ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ፈተናታት ኣይተ ተፈራ ፈይሳ፥ ምስ እርማት ፈተናን ቅርታን ተተሓሒዡ መግለፂ ሂቦም፡፡ እቶም ምክልት ዋና ዳይሬክተር ኣብ…

ኣብ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ረቂቕ መምርሒ ዝምልከት ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ረቂቕ መምርሒ ኣፈታትሓ ጎንፂ፣ መንነትን ምሕደራ ወሰንን ስምዕታ ምቕባል፣ ኣተሓሕዛን ምላሽ ኣወሃህባን ተዛቲዮም። ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥…

ፓርቲ ብልፅግና ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ኣርኢዩ ኢዩ – ኣባላት ኮሚቴ  ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዴሞክራሲያዊን ናፃ መረፃን ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናብ ሓላፍነት ብምምፃእ ሰጓይ ምዃኑ ብተግባር ከምዘርአየ ኣባላት ኮሚቴ  ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም። ፓርቲ ብልፅግና ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ቀዳማይ ጉባኤኡ…

መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝበለፀ ንምስሓብ ፍሉይ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣባሳደር ሬድዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት እናተሳተፉ…

ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ተሰናባቲ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ኣብዱላህን ብዛዕባ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ክድግፍ የብሉን ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኮንግረስ ኣሜሪካ ንረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ክድግፍ የብሉን” ክብል ቤት ምኽሪ ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣሜሪካውያን ቅሬትኡ ኣስሚዑ። ምስ ኮንግረስ ማን ጆሴፍ ሞራለ ኣብ ኣፕ ስቴት ኒውዮርክ ኣብ ዝተገበረ ህፁፅ ኣኼባ ኢዩ ኣባላት…

ብዙሓት መናእሰይ ትግራይ ግፍዒ ህወሓት ብምህዳም ናብ ክልል ኣምሓራ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መናእሰይ ትግራይ ግፍዒ ህወሓት ብምህዳም ናብ ክልል ኣምሓራ እናኣተዉ ከምዝኾኑ መምርሒ ሰላምን ፀፅታን ዞባ ብሄረሰብ ዋግህምራ ገሊፁ። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ንባዕሉ ‘ናይ ኣገው ሸንጎ’ ኢሉ ዝፅዕ ጉጅለ ዕጡቓት ኢዶም ንመንግስቲ…