Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህልውና ኢትዮጵያን ዝፃረር ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ዘበላሹ ሰነድ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መጀመርታ ዝቕፅል ሰሙን…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ተፃዊተን። ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ጎደና ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ንምዝዛም 1 ሰዓት 7 ደቒቓን 35 ሴኮንድ ዝወሰደላ እንትኸውን፥ ኬንያዊት ኣትሌት ኣይሪን ቼፕታይ ድማ ካልአይቲ ብምውፃእ ውድድራ…

ኣብ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ብ3000 ሜትሮ ዝተገበረ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕትዮ ዝተወዳደሩ ኣትሌታት ሰሎሞን ባረጋን ለሜቻ ግርማን፥ ንሃገሮም ሜዳሊያ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምትእስሳር ስራሕ መራፂ ተመራፂ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ንስራሕቲ ንግዲ ዝውዕሉ 63 ሼዳትን…

ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ገሊፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ብዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ንህዝቢ ልዕሊ መረረት እናዳረጎ ዝርከብ ምኅባር ናብራን ኣብ…

6ይ እዚ ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ እዚ ካብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጀሚሩ ክሳብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ክፍሊታት ሰራዊት፣ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ። ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብን ተሸላሚ…

ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ብሄራዊ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር ናይ መልሲ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምስ ዩጋንዳ መዘነአን ከካይዳ ኢየን። እቲ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ 10፡ሰዓት ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ…

ኣብን ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን)ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ። ኣይተ መልካሙ ሹምዬ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኮይኖም ተመሪፆም። ኣብን ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ ናይ ማእኸላይ…

ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ፍርያት ስርናይ ብብርኪ ኩነታት ዓለም ፅንቶ እናጋጠሞ ስለዝኾነ ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራትን…