Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ስርዓት ቀብሪ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ቀብሪ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብ 1989 ክሳብ 1995 ዓ.ም መበል ሳልሳይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃነ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ብዝሓደሮም ሕማም ከትትል ሕክምና…

ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ክህነፅ ኢዩ። ኣብ ቀረባ እዋን ጥድጊት 10 መሽን ሕፅቦ ኩላሊት ብምፍፃም ናብ ኢትዮጵያ ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ። ነዚ ኣገልግሎት ዝውዕል ህንፀት ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ብማሕበር…

ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን በምፅዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ዘተ ብምግባር ኣፅዲቑ። እቲ ብኣብዘሓ…

ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሪሞርቺያቶሪ ዩኒቲ ናይ ዝተብሃለ እቲ ኩባኒያ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ቅድመ ኢንቨስትመነት ገይሩ። እቲ ጉጅለ መስ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…

ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝኣቲይ ፍሪያት ስርናይ ንምትካእ ክልላት ፃዕረን ክብ ኣብ ምባል ይርከባ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ…

ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኔዘርላንድስ ስዌልን ኣሶሼት ኢንክን ምስ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብ ማዕቐፍ ፎረም ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ ንቻይና ኣብ ዝቐረቡ ነባርን ሓደሽቲን ፕሮጀክትታት እውን ሰፊሕ ዘተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዓፋር ብምትሕብባር ዕድሚኦም ልዕሊ ሓደ ዓመት ንዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ 12…

ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ነበርቲ እታ ከተማ ዝወከሉ ኣባላት ቤት ምኽሪ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ኣብ ዝተዛተይሉ እዋን ኢዮም እቶም ነበርቲ ነዚ ሕቶ ዘቕረቡ። ኣብዛ ሃገር…