Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። ዋና አፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ ኣብቲ መድረኽ፥ ብልፅግና ኣብ ጉባኤኡ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ቅዋምን ህዝቢ ንክግንዘብን ንተፈፃምነቶም ግድኡ…

ኣብ ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ ህዝባዊ መድረኽ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ ህዝባዊ መድረኽ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…

ኣብ ክልል ደቡብ ህዝባዊ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ህዝባዊ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዘሕለፎም ውሳነታትን ቅዋመን ናይ ሓባር ገንዛበ ንምፍጣር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ሕቶ ህዝቢ ንምድማፅን ኣብቶም ጉባኤ…

ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን…

ህዝባዊ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ተረኺቦም። እቲ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ብዴሞክራሲያዊ ምርጫ…

ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተወሳኺ በጀትን ሹመትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ልዕሊ 253 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ሹመት ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ተወሳኺ በጀት ንልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ከምኡውን ህንፀት ሰላም ከምዝውዕል ተገሊፁ።…

ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃ ከፋለ ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን ተረኺቦም።…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ኢትዮጵያ  ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ብምዝዛማ እንኳዕ ደስ በለና-ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 18 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያ ብ9 ሜዳሊያታት ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ብምዝዛማ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ…

ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ቤልግሬድ ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርደሳን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብውዳበ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝፍፅሙ ዝነበሩ 51 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብውዳበ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝፍፅሙ ዝነበሩ 51 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም። እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ድማ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መሰረተ ልምዓታት ህዝቢ ብምስራቕ “ሿሿ” ብዝብል ዝፍለጥ ገበን ስርቂ…