Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መገዲ ኣየር ኢስተርን ቻይና ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መገዲ ኣየር ኢስተርን ቻይና በዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንፕሬዚዳነት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ብምኽኒያት እቲ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ብስም ህዝብን…

ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ምስ ሩሲያ ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ኣብ መንጎ ሃገሮምን ሩሲያን ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌግራም ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኲናት ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ ዜጋታት ሞትን ምፍንቓልን ምኽኒያት…

ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም-ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴወድሮስ ኣድሓኖም ጉዳያት ጥዕና ዘይኮነስ ፖለቲካ ኢዩ ዝዓበየ ጉዳዮም ክትበል ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንሴስካ ሮንችን ተዛሪባ። እታ ጋዜጠኛ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥  ዶክተር ቴወድሮስ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ናብ ትግራይ ዘጎዓዓዞ ሓገዝ ዘይምህላዉ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ውድብ ጥዕና ዓለም 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ትግራይ ንከጎዓዕዝ  ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ክሳብ ሐዚ እታወታት መድሓኒት ምጉዕዓዝ ከምዘይጀመረ ካብ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

“ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝለኣኽ ረድኤት ንዕጡቓቱ እናቐለበሉን ንነጋዶ እናሸጦን እዩ-መናእሰይ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝለኣኽ ረድኤት እኽሊ ንዕጡቓቱ እናቐለበሉን ዝተረፈ ድማ ንነጋዶ እናሸጦን ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ይቐፅዖ ይርከብ ክብሉ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዘብፅሖ ዘሎ ግፍዒ ተሰኲኖም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተው መናእሰይ ትግራይ…

ኣብ ክልል ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ…

እቲ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝህብ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ሓዊሱ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘበን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ዶክተር…

ኣብ ክልል ሃረሪ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን…

ፓርቲ ብልፅግና  ኣብ ጉባኤኡ ዘቐመጦም ኣንፈታት ኣብ ምፍፃም ህዝቢ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣሻድሊ ሓሰን፣…

“ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ̋ኣብ ድሬዳዋ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ “ምብርኻት ፈተናታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብሉናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…