Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፈላመይቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማዲሊን ኦልብራይት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላመይቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማዲሊን ኦልብራይት ኣብ 48 ዕድሚአን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ማዲሊን ኦልብራይት ኣብ ዘበነ ስልጣን ቢል ክሊንተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኮይነን ዘገልገላ ኣብ መላእ ዓለም ዝፍለጣ ዲፕሎማት…

ስሩዕ ጉኣቤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣፈፃፀማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ መንግስቲ እቲ ክልል ክግምገም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ምስ ፀገም ጥዕና ብዝተዛመደ ብገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝለቐቁ ምግላፁ…

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ለቒቖም። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ብናይ ገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከመዝለቐቁ ኣፍሊጡ።…

ኤች ኣር 6600 ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ  ዴቪድ ሳተርፊልድ ተዛቲዮም። መንግስቲ፥ ሰብኣዊ ትካላት ንተጎዳእቲ ደገፍ ዝኸውን ናብ ትግራይ ንክወስዱ ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር…

ክልል ኣምሓራ ካብ ኲናት ንምውፃእ ብወገን ፌዴራል ይኹን ክልል ሙሉእ ባህጊ ኣሎ- ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ካብ ኲናት ንምውፃእ ብወገን ፌዴራል ይኹን ክልል ሙሉእ ባህጊ ኣሎ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ዶክተር ይልቃል ከፋለ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ውሳነታት ጉባኤ ብልፅግና፣ ኣንፈታትን ቅዋምን ብምድሃብ ምስ…

መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ብምንጋስ ንናህሪ ዕዳጋ መፍትሒ ንክህብ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ምስ ምንጋስ ጎድኒ ንጎድኒ ንናህሪ ዕዳጋ መፍትሒ ንክህብ ነበርቲ ከተማ ኣሶሳ ሓቲቶም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ አሻድሊ ሀሰንን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይን ኣብ ውሳነታት ጉባኤ…

ኣሜሪካ ረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ዘውፀአቶ ንሰላም እቲ ቀጣና ብምሕሳብ ኣይኮነን- ፍራንሲስካ ሮንችን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ረቂቕ ሕጊ ኤች ኣር 6600 ዘውፀአቶ ንሰላም እቲ ቀጣና ብምሕሳብ ዘይኮነስ ፓለቲካዊ ባህጋ ንምምላእ ኢዩ ክትብል ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንሲስካ ሮንችን ተዛሪባ። ፍራንሲስካ ሮንችን ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ እቲ…

ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበላ፥ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል ታሽዓይ ዓለም ለኸ ፎሮም ማይ መራሕቲ፣ ሚኒስትራት፣ ፓርላማን…

ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ንምስራሕ ኸቲሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሔራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት ምስ ባንኪ ኣዋሽ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታሞም ዘንበሩ ዋና ዳይሬክተር ፕሮጀክት ብሔራዊ መለለዪ መንነትን ዮዳሄ ዘሚካኤል፥ እቲ ታሴራ ብዝወሃቦ ፍሉይ ቁፅሪ…