Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ኢዩ – ኣንድሬይ ማስሎቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማእኸል መፀናዕቲ ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣንድሬይ ማስሎቭ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ምስ ጣቢያ ቴሌቪዥን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ግደ መሻርኽቲ ኣካላት ንምግምጋም ዝዓለመ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኔቶ ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ዘለዋ ቅዋም እንታይ ከምዝኾነ ክግምገም ኢዩ። ብተወሳኺ ካልኣይ…

ስሩዕ ጉኣቤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ንክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝካየድ እቲ ጉባኤ፥ ኣፈፃፀማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ መንግስቲ እቲ ክልል ክግምገም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣፈፃፅማ ስራሕ…

ልዕሊ 21 ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ዕሹግ ማይ ስራሕ ጠጠው ኣቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ዕሹግ ማይ ስራሕ ጠጠው ከምዘበሉ ተገሊፁ። ፋብሪካታት ኣፍረይቲ ማይ ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር ምግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ መላእ…

ኤች ኣር 6600 እንተፀዲቐቑ ኢትዮጵያን ፅግዕተኛ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝገብር ስለዝኾነ ንኸይፀድቕ ኩሉ ክሰርሕ ይግባእ – ኣምባሳዳር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊ ኤች ኣር 6600ን  ኤስ 3199ን እንተፀዲቐቑ ኢትዮጵያን ፅግዕተኛ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝገብር ስለዝኾነ ንኸይፀድቕ ኩሉ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳዳር ዲና ሓቲቶም። ኣምባሳደር ዲና ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4 ጂ ውሽጢ ገዛ ዲስ የቤት ውስጥ የ4ጂ የኢንተርኔት አገልግሎት አስተዋወቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4 ጂ ውሽጢ ገዛ ዲስ የቤት ውስጥ ኣፋሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ 4 ጂ /home 4g wttx/ ገመድ ኣልቦ ብሮድባንድ ኢንተርኔት ንኣገልግሎት መንበሪ ገዛ ምቕራቡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት…

ኣብ እዋን ኣዝመራ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብምሕራስ 46 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምእካብ ከምዘትሃቀነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኣዝመራ እዚ ዓመት ኣብ እዋን ኣዝመራ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብምሕራስ 46 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምእካብ ከምዘትሃቀነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። በዘንድሮው የበልግ ወቅት 2 ነጥብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት በማረስ 46…

ኣይተ መስፍን ጣሰዉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣየር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ መስፍን ጣሰዉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትጵያ ኣየር ኮይኖም ተሸይሞም። ንነዊሕ ዓመታት ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዘገልገሉ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ትማሊ ዕልለት ምስ ጥዕና ተተሓሒዙ ብፍቓዶም ካብ ሓላፍነት ምልቃቖም…

ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ውሳነታትን ኣንፈታትን ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ እቲ ፓርቲን ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ…

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጁሃርን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን። ኣብቲ ዑደት ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ሓላፊ ቤት ጨንፈር ፅሕፈት…