Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣሜሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ መሰረት ብምግባር ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ዝተሳለጠ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽበፅሕ ጎንፂ ጠጠው ንምባል ምውሳኑ ብእወንታ ከምትቕበልን ኣጥቢቓ ከምትድግፍን ኣፍሊጣ። መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ…

ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሰብ ሃብቶም ኣብ ኢትዮጵያ መዋዕለ-ንዋዮም ንኸፍስሱ ከምዘበረታትዑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን ንግዲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ፕሬዚዳንት ክልል ሎምባርዲያ ጣሊያን ኣቲሊዮ ፎንታና ከምዝተዛተዩ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ዘተ…

ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ጅግጅጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሓ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣይተ ኣብዱራህማን ሰኢድ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝተጠረጠሩ ልዕሊ 18 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሹቓት ንግዲን መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰባትን ብዝተገበረ ብርበራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ዝተረኸቡ ላፕቶፓት፣ ሞባይል ስልኪታትነ መለዋወጢ ኣቑሑት ምስ 18 ተጠርጠርቲ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ብምርመራ…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር መግባሩ ኣፍሊጡ። የገንዘብ ድጋፉን የሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዋና ስራ አስፈፃሚ አቶ ጀማል አሕመድ በሰመራ እና ጅግጅጋ ከተማ በመገኝት አስረክበዋል እቲ ሓገዝ…

ብሪታኒያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ምባሉ ንኢዳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንኽኸውን ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ኢዩ። ነዚ ውሳነ መንግስቲ ስዒቡ ድማ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ…

ኢትዮጵያ ልማታን ዕቤታን ንኅረጋገፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዘይምርግጋእን ወፂኣ ልማታን ዕቤታን ንምርግጋፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣብ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ሓላፊ ምብራቕ ኣፍሪካ ቮን ኢሰን ምርክስ ገሊፆም። ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ…

ሓደሽቲ ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ስነ-ስርዓት ምፍናውን ቃለ-ማሕላን  ኣብ ብሄራዊ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ ይህነፅ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ እናተሃነፀ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ ስራሕቲ…