Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት፥ ንሓደሽቲ ለውጢታትን ባህጊታትን ምላሽ ምሃብ ዘኽእልን ልምዓት…

ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ መንግስቲ ዘሕለፎ ውሳነ ጎንፂ ደው ምባል ብማሕበረሰብ ዓለም ብእወንታ ይርአ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ መንግስቲ ዘሕለፎ ውሳነ ጎንፂ ደው ምባል ብማሕበረሰብ ዓለም ብእወንታ ይርአ ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ…

ኣብ ትግራይ ዝግበር ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝግበር ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ምትኩ ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብዪ ዕንቅፋት እንተኾነ እወን…

ኦፌኮ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ነክልተ መዓልታት ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሞ ዝተውፃእፅኡ ኣባላትን ሓለፍቲ እቲ ፓርቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…

ቻይና ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋና ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ው ፔንግ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ዋና ፀሓፊ ውሕመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም። ጉተሬዝ ብኣቐባሊ ቃሎም ኣቢሎም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም…

ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ናይ ድሕንነት ካሜራታት ሰሪቖም ዝተብሃሉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ዋጋ ዘለዎም ንኣገልግሎት ድሕንነት ዝግጠሙ ካሜራታት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲን እቶም ንብረታት ዝዓደጉ ውልቀሰባትን ኢድ ብኢድ ሒዙ እቶም ንብረታት ከምዘምለሰ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ውሽጢ ኢንዱስትሪ ፓርክ ለሚኩራ ካብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታትን ሓበረታታትን ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታት ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ምስ ሕብረተሰብ ዘተታት እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ሕብረተሰብ ብዙሓት ጠቐምቲ ሓሳባትን እታወታትን…

ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዘትኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ድማ፡- o ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን እቲ ክልልን o ዶክተር ኣማረ ብርሃኑ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ ብርቱካን አያኖ በሰጡት መግለጫ ፥ በሳዑዲ አረቢያ በአስቸጋሪ…