Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታርን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን እና ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ኣብ ዶሃ ተዛትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዘካየዱዎ ዘተ፥ ጎናጎኒ ፎረም ዶሃ እዩ፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፎረም ዶሃ ይካፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኳር “ፎረም ዶሃ” ይካፈል ኣሎ። ፎረም ዶሃ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ዘተ እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን "ስግግር ናብ ሓዱሽ ዘበን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…

ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ንከይፀድቕ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ኣሜሪካ  ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ፓርቲታት ፖለቲካ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ረቂቕ ሕጊ ኮይኑ ንከይፀድቕን ፀገማት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍልፍሎም ንክደርቁን ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ፈላማይ…

ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ – ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ - ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣምሪሖም። ዕላማ እቲ ጉዕዞ ድማ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጎኒ ምዕራባውያን ብምስላፍ ሩሲያ ምስ ዩክሬን…

ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ኡትዮጵያ ናብ ዕዳጋ ጂቡቲ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ። ፈላማይ ፎሮም ፍራምረ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ለኣኽቲ ፍርያት ፍራምረን ኣሕምልቲን ልዕሊ 20 ፅርየት ዘለዎም ፍሪያታት ንቀንዲ ቀንዲ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውናን ምኽባር ሕጊን ከምኡውን ወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ኣብ ዝኻየደ ሃገር ናይ መድሓን ወፍሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝመዝገቡ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሪፐብሊካን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…