Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፕሬዚዳንት ኤርዶኻንን ቭላድሚር ፑቲንን ቀፃሊ ድርድር ሩሲያ-ዩክሬን ኣብ ቱርኪ ንምክያድ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን ረጅብ ጣይፕ ኤርዶሃንን ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ቀፃሊ ድርድር ሩሲያ-ዩክሬን ኣብ ቱርኪ ኢስታምቡል ንምክያድ ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ትማሊ ሰንበት ዘተ…

ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሳታፊ፣ ተበፃሕን ፅርየት ዘለዎን ትምህርቲ፥ ስደተኛታት፣ ካብ ስደት ተመለስቲን ስደተኛታት ብምቕባል ዘተኣናግዱን ማሕበረሰባት ዝርከብሉ ምቹው ኩነታት መፍጣርን እቲ ኩነታት…

ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ኣብ ከተማ ባህርዳር ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ስነ ስርዓት ምምሕዳር ፌዴራል ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ዝተረኸቡ ተመክሮታት ንኩለን ክልላት ናይ ምክፋል ስራሕ…

መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 51 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኣትሌላት ክልለላት፣ ምምሕዳራት ከተማ፣ ክለባትን ማእኸላት መሰልጠኒን ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ፥ ካብ 19 ክሳብ…

ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ሰመራ ንዝተዓቖቡ ዜጋታ ሓገዝ ተገይሩ። ድጋፉን ዓለም አቀፉ ቀይ መስቀል ኮሚቴ ከኢትዮጵያ ቀይ መስቀል ማህበር ጋር በመሆን ለ9 ሺህ ዜጎች ነው ያደረገው እቲ ሓገዝ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ምስ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስሩዕ ጉባኤኡ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ከምዝጀመረ ካብ ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ…

ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስሜል ኦማር ጌሌ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓሬታ ዑደት ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳን ዕላዊ ዑደት ሰራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ…

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። 34 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሊሙ እናሰርሐ ዝፀንሐ እቲ ቢሮ፥ 39 ቢሊየን ብር ክእክብ ከምዝኸኣለ ብምሕባር፤ ንእሙናት ከፈልቲ ግብሪ እውን…

ሓወይ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ናብ ካልአይቲ ሃገሮም እንኳዕ ብደሓን መፅኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጅቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጌሌ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ውፅኢታዊ ዘተ ከምንገብር እምነተይ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጌሌ ዕላዊ ዑደት…

ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ። እቲ ርላማ ቅድሚ ሕዚ ፖዴል ፓርላማ ህፃናት ተጣይሹ ዝነበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ጥንኩር ውዳበ ፈጢሩ ብሓዱሽ መልክዑ ተጣይሹ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ…