Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ጋንታ ሰበታ ከተማ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12…

ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት በሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ትራንስፖርት ባሕሪ ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፅንቶ ኣማራፂታት እናተኣለሹ ከምዝኾኑ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኲናት ካብ ዝጅመር ሓደ ወርሒ ዝሓለፎ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር  ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…

መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃበሎም ዓውዲታት ልምዓት ግብርና ምትሕብባር መሻርኽቲ ልምዓት ኣድላዪ ከምዘኾ ተገሊፁ። ሚኒስተር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ፥ ምስ ዳይሬክተር ፈነድ ልምዓት ግብርና ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማ ተዛቲየን።…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስያመ ብሄረሰቡ “ቤኒሻንጉል” ንኽኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ በርታ ተባሂሉ እናተፀወዐ ዝነበረ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ “ቤኒሻንጉል” ተባሂሉ ንኽስየም ዝቐረበሉ መፀውዒ ሽም ብሄረሰብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ።…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ እዋንን ካልኦት ዛዕባታት ብዝምልከት ስምዕታ ንዘቕረቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ጉጅለ ብምጥያሽ ምርመራ ከምዘካየደ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ዘተ የካይድ ኣሎ።…

ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡ እቲ…

ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ሚዛናዊነት ይጎድሎም ኢዩ – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምዕራባውያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ዘዘለዎም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ ኣረኣእያ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገሊፃ። ቤጂንግ ምዕራባውያን ኣብ ኢራቅ፣ ኣፍጋኒስታንን ሶሪያን ኣብ ዝነበረ ኲናትን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብዚ ሕዚ እዋን እናተኻየደ…

መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መፋለጢ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ተጀሚሩ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን ብሓባር ዘዳለውዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል…

ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዳያስፖራ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝፍኖ ናይ ውሽጢ ይኹን ወፃኢ ፅዕንቶ ብሓድነት ንኽምክት ሓቲቶም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ኣምባሳደር ፍጹም ኣረጋን ኣብ መላእ…