Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ቀዳም 24 መጋቢት ክጅመር ኢዩ ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ስለዝተረኣየት እቲ ፆም ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ሓላፊ ርክብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪን ንኢደን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…

ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት ዕዉት በረራ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት (ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት) ዝገበረኦ ፈተነ በረራ ብዓወት ምዝዛመን እቲ ዩኒቨርሲቲ ገሊፁ። ኣብቲ ከባቢ ብዝርከቡ ኣቑሑት ዘፍረየን “ኣውሮፕላናት”፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ…

ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኢትዮጵያ መድንን ለገጣፊ ለገዳዲን ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባየን ኣረጋጊፀን። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምድብ “ሐ” ብዝተኻደ መርሃ ግብሪ ፀወታ፥ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንደቡብ ፖሊስ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ። ነዚ ስዒቡ ድማ ጋንታ…

500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ ክልል ትግራይ ምብፅሑ ትካል ምግቢ ዓለም ገሊፁ። ናብቲ ክልል ዝግበር ምንቅስቓስ ሰብኣዊ ሓገዝ ምድሪ ምጅማሩ ስዒቡ ሰፊሕ ስትራቴጂክ ውፅኢት ክርከብ ከምዝኸኣለ እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ።…

ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ቁፅሪ 882/2014 ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን፣ ስጉምቲታት ጥንቃቐን ክታበትን ብዝምልከት ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ኣመልኪተን…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ትማሊ ምሸት ብዝተገበረ ዳህሳስ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ምሓዙ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ርክብ ህዝቢ እቲ መምርሒ ፖሊስ ኢንስፔክተር ታምራት ኣበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሰብ ሃፍቲ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ 2013 ዓ.ም…

ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ስደት ተመለስቲ ወገናት ብምስልጣን ናብ ስራሕ ንምእታው ምስ ሓለፍቲ ትካላት ፋይናንስ፣ ምስ…

ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ተመሓላሊፉሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ማእሰርቲን ገንዘብን ተወሲኑሎም። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ኣቲኻ ምንባር፣ ናይ ወፃኢ ሃገር ምሓዝን መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋርን ገበን…