Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኢትዮጵያ ንሰላምን ደሕንነትን ደቡብ ሱዳን እትገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺራ ንክትቕፅል ተሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ደሕንነትን ደቡብ ሱዳን እትገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺራ ንክትቕፅል ተሓቲታ። ብሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ÷ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ መልእኽቲ…

ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስእነት ሰላም ትምህርቶም ኣቋሪፆም ዝነበሩ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም፣ ዓዲግራትን ወልድያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ተመዲቦም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 726 ተምሃሮ እቶም 270 ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ስግግር ኢንተርፕራይዛት ንመበል 12 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ገልማ አባ ገዳ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌደራልን…

ካብ ልኡኽቶ ሰላም ኣብዬ ኢትዮጵያውነት ኣቐዲሞም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓለም ለኸ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብዬ ኢትዮጵያውነት ኣቐዲሞም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ተወለድቲ ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ክብሪን ምስጋናን ከምዝግበኦም ተገሊፁ። ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ካብ ኣብዬ ንዝተመለሱ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም…

ኣብ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንደር ኢንዱስትሪ ቃሊቲ ፋብሪካ ዓለባኤልያስ ዝበፅሐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 350 ሚሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ንብረት ምብፅሑ ተገሊፁ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ንጋቱ ማሞ ንግዜኢ…

ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘፋልጥ ኮንፈረንስ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘፋልጥ ኮንፈረንስ ክሳለጥ ኢዩ። ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ወርሒ ሓምለ 32014 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ነምክያድ ዘኽአል ቅድመ መድላው ይግበር ኣሎ። ምክትል ዋና…

ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ዝተገበረ ዘተ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ኣድሂቡ ንሓደ ሰሙን ዝተገበረ ዘተ ከምዝተዛዘመ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳነት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እንድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ መድረኽ ዘተ 23…

47 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት መቐለ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ  47 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ትካል ምግቢ ዓለም ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲያ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ምንቅስቓስ…

ብሪታኒያ ካብ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ሓፂነመፂን እገዳ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ካብ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ሓፂነመፂን እገዳ ኣንቢራ። ትካል ኣቕራቢ ሓፂነመፂን ለንደን(ኤልኤምኢ) ከምዝበሎ፥ ካብ ሩሲያ ዝኣትዉ ሓፃዊን ኣብ መኽዘን ንከይቕመጡ እገዳ ተነቢሩ። እታ ሃገር ካብ መንጎ ዝኣገደቶም ፍሪያታት፥  ሊድ፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ዝተኽሓደ እዝ ሰሜን” ብዝብል ርእሲ ብሓለቓ ሓምሳ ጋሻዬ ጤናው  ዝተፅሓፈ መፅሓፍ መሪቖም። እቲ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቴአትር ኢዩ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ ካልኦት…