Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማእኸል  መፅናዕቲን ምርምን ጥዕና እንተስሳት ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ድማ ተወከልቲ ላብራቶሪ ጥዕና እስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን ኣብ ሰበታ ኣብ ዝርከብ…

ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትንን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ክታሞም ዘንበሩ እንትኾኑ፥ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ…

ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኡ ንምሕላፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ኖኖ ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኡ ንምሕላፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዘሎ ኮድ ቁፅሪ 3 -6189 ኣ.ኣ ብዝኾነት ኣይሱዙ ናይ ፅዕነት ተሸከርካሪት 404…

ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሰመራ 8 ሼዳት ብምህናፅ ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጩ።። ህንፀት እቲ ፓርክ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥   ሲ ሲ ሲ ሲ ቻይና ኢዩ ብኮንትራትነት…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ፌዴራል ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝን ኣመራርሓታት እቲ ዞባን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ኣብ ህንዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ህንዲ ከተማ ቼዬና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት…

ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26  መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ። ኣብ  ሪዮ ኦሊምፒክ ብራዚል በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ  ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ካብ ጉድኣት እግሪን ወሊደን ብምምላስ ዳግማይ ናብ…

ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ዣኦ ዢዩዋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩዋን፣ ኣብ ክልላት ሲዳማ፣ ኣምሓራን ደቡብን ከምኡወን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርከቡ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጐሹ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ሎሚ…

ሩሲያ ዕደአን ብሩብል ዘኸፍላ “ፀላእቲ” ዝበለተን ዝርዝር ሃገራት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ዕደአን ብሩብል ዘኸፍላ “ፀላእቲ” ኢላ ዝፀርሐተን ዝርዝር ሃገራት ዕላዊ ገይራ። ብሩሲያ ፀላእቲ ተባሂለን ዝተፀርሓ ሃገራት፥ 27 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ሞናኮ፣ ስዊዘርላንድ፣ ኖርዌይ፣ ኣይስላንድን ሳን ማሪኖን፣ ኣሜሪካ፣…