Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዞን ሃብሩ ልዕል 88 ሺሕ ዜጋታት ምሓዝ…

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ሀልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ዝተኻየደ፥ ኣብ ዓለም ለኸ ሰሙን ጥዕና ሰራሕተኛታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…

ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባላት መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጠሩ ጎንፂት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕንነት ህዝቢ ብምርግጋፅ ልምዓት ምቕፃል ንክከኣል ብዝተወደበ ትልሚ ክንምራሕ ኣለና-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕንነት ህዝቢ ብምርግጋፅ ልምዓት ምቕፃል ንክከኣል ብዝተወደበ ትልሚ ክንምራሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ዓመተ 2014 ኣብ ኣዳራሽ ኣባገዳ…

ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ብዝተገበረ ቀዳማይ በረራ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ህፃናት ካብ ስዑድ ዓረብ ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ብምምላስ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንኅረኽቡ እናገበረ ከምዝኾነ…

ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲ ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ንኽሰሳተፉ ተፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲን ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ዝተዋፈሩ ኩባኒያታትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሰሳተፉ ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት…

ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንክሳተፋ ንምግባር ምርድዳእ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ዑማ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣው ዢዋን ኣብ ዓውዲ ዕደና ሓቢርካ ምስራሕ ብዝምልከት ተዛቲዮም። ኢንጂነር ታከለ ዑማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደሽቲ ኩባኒያታት ዕደና ቻይና…

ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዘማዕበሎም ኣርባዕተ ቴክኖሎጂታት ዕላዊ ገይሩ። እቶም ቴክኖሎጂታት፥ 3ዲ ፕሪንተር፣ ፕላንት ዌት፣ በዓል 70 ሚሊሜትር ሪፍራክተር ቴሌስኮፕን በዓል 200 ሚሊ ሜትር ቴሌስኮፕን ከምዝኾኑ ድማ ተገሊፁ።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ንሓገዝን ሰላምን…

ፎረም ቢዝነስ ኣውሮፓ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኣውሮፓ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣቦ መንበር እቲ ፎረም ሚስተር ቤን ዲፓራትሬ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሬታ ሰዋሰው ፀብፃብ ስራሕ 2021 እቲ ትካል ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ኢዩ ክቲ…