Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር “ላሊና” ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ከቢድ ክረምታዊ ዝናብ ዝፈጥር "ላሊና" ዝፍጠር ሓደጋ ውሕጅ ንምክልኻል ምድላው ምግባር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣተሓሳሲቦም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ  ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ኪም ዋን ጁንግ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዘተኦም፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1963 ጀሚሩ ምስ ደቡብ ኮሪያ ጥቡቕ ርክብ ከምዝነበራ…

ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ይከኣል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ከምዝከኣል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ መፃሕፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ ርኽክብ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃባቱ ብፅሬትን እዋኑ ዝሓለወን ንኸቕርብ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፈፃፅማ ፀብፃብ ትልሙ ብፅሬትን እዋኑን ንኸቕርብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምምሕዳርን ቁፅፅርን ወፃኢ መንግስቲ ሓቲቱ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር…

ቤት ፍርዲ ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብመራኸብቲ ሓፋሽ  ንኽፅውዑ ትእዛዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ዶክተር ደብረፅዮን ዝተኻተቱ ተኸሰስቲ ብጋዜጣን ብኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ፃውዒት ንኽግበረሎም ትእዛዝ ሂቡ። ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዘሎ ነባራዊ…

ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይነት ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ንምድንፋዕ ብውፅኢት ሃገር በቆል ምርምር ዓቢዪ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዝዚ ዝበላ፥ “ስራሕቲ ፈጠራን ኮንስትራክሽን…

ማዕቐብ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ሰብኣዊ ቅልውላው የበኣእስ፤ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ ክብል ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ በእወንታ ከምዝርእዮ…

ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…

ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣግሊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምግላላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ንባዕላ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ምቁራፃ ሚኒስቴር ጉደያታ ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ገሊፁ…