Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ልዕሊ 108 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 108 ሚሊየን 2014 ሺሕ ብር ዝግመቱ ዋጋ ዘለዎም ኣውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝገበሮ ክትትል 99 ሚሊየን 386 ሺሕ ብር ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 8 ነጥ 8 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ…

1 ሺሕን 355 ዜጋታ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 355 ዜጋታ ሎሚ መዓልተ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ ናብ ዝተመለሱ 1 ሺሕን 355 ዜጋታት እቶም 350 ህፃናት እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 5 ዝኾኑ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ…

አብ ዘፈር ፍትሒ ዝስትውዓሉ ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘኸእሉ ጉዳያት ድሃበ  ምይይጥ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ዘፈር ፍትሒ እናተርኣዩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ኢንስቲትዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ምስ ኣካላት ፍትሒ ፌዴራልን ክልላትን ሃገራዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣምባሳደር ደግፌ ቡላ ሓዊሱ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕን ኣድላዪ ደገፍ ንምግባርን ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕን ኣድላዪ ደገፍ ንምግባርን ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር ማእኸል ምክልኻለን ምቁፅፃርን ሕማማት(ሲ ዲ ሲ) ጉው ፉ ብኢንተርኔት…

ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈረንሳይ መወዳእታ ዙር ፕሬዝዳናትዊ መረፃ ኣብ ስልጣን ዝርከቡ ፐሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮንን ማሪን ሌ ፔንን ልዑል ንሕንሕ ልገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ን16 ሚያዝያ ፍጻመ መረፃ ብዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ማክሮን…

ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ ኣብ ኩሉ ከባቢ ስራሕቲ ሓለዋ ፀፅታ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ክልል ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ ኣብ ኩሉ ከባቢ ስራሕቲ ሓለዋ ፀፅታ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብል ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ መነግስቲ እቲ ክልል ካብ 30 መጋቢት ክሳብ 1 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም…

መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ። ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ወለዶ በዓል ዋና ሃገር ስለዝኾነ ንእዋኑ ፀገም እታ ሃገር መፍትሒ ክኸውን…

ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም ተባሂሉ። ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ኮሚኒኬሽን ኣብ ማእኸል ስልጠና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ንረቀቕቲ ሕጊታት ‘ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕጊታት 'ኤች ኣር 6600'ን 'ኤስ.3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ዝጎድኡ ስለዝኾ ክፀድቁ…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና። ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን…