Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ህወሓት ብሄርተኝነት ከም ታክቲክ ህዝቢ ንምልዕዓል ይሰርሓሉ ነይሩ – ኣይተ መኰንን ዘለለው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትዴፓን ኣይተ መኰንን ዘለለው፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ህንፀት ኢትዮጵያ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ኣረዲኦም። እቶም ፖለቲከኛ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ-ህወሓት ታክቲክና ብሄርተኝነት…

ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና – ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና ክብላ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ ኣልፕ ገሊፀን። እተን ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርኡ ዑደት፥ ፋና የቴሌቪዥን፣ ማእኸል ምትሕልላፍ…

ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ንዘእትዉ ኢትዮጵያውያን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ንዘእትዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ሚነሲስቴር ገንዘብ ምኽባር ናብራ ንምርግጋ ዘይቲ፣ ሰርናይ፣…

ሊቀጳጳስ ብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስ ማሕበረሰብ ዓለም ቅርሲ ቅዱስ ላሊበላ ንክርእይ ፃውዒት ኣቕሪቦም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀጳጳስ ብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስ ማሕበረሰብ ዓለም ቅርሲ ቅዱስ ላሊበላ ንክርእይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናትን ቅርሲ ቅዱስ ላሊበላ ምንቅስቓስ ቱሪዝምን እቲ ከተማን ልዑል ፅዕንቶ ከምዝበፅሐ…

ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲታት ምትሕብባርን ሓገዝን ኣድሂበን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቀንዲ ዓውዲታት ምትሕብባርን ሓገዝን ኣድሂበን ተዛቲየን። ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ላዕለዋይ…

መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ኢቶ ታካኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንዕቤት ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንገስቲ ጃፓን ንመስፋሕፍሒ ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ ዓለባ ሰላም ህፃናት ዝውዕል 49 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሩ።…

ጓል 4 ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ህፃን ዝሰወሩ ውልቀ ሰባት ብማእሰርቲ ተቐፂዖም። ጉዳዮም ዝተመልከተ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሸካ፥ ተኸሰስቲ መለሰ ተመስገንን ታምራት ኣለሙን ብዝተወደበ መገዲ ህፃን ካብ ትነብረሉ ሰፈር ብበዓልቲ ሰለስተ እግሪ…

መንግስቲ ንኢኮኖሚ ዝገብሮ ድጎማ ዝመርሐሉ ስርዓት እናሰናደአ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንኢኮኖሚ ዝገብሮ ድጎማ ዝመርሐሉ ስርዓት እናሰናደአ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ብዙሓት ዓማውቲ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ኣብ ድጎማ መንግስቲ ዝተመርኮሰ ከምዝኾነ ይዝረብ። መንግስቲ ካብ ነዳዲ ጀሚሩ መሰረታዊ ሸቐጣት ይኹኑ እቲ ኢኮኖሚ ብብዝሓት…

ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ እታዎታት ብስፍሓት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምፍራይ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ እታዎታት ብስፍሓት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምፍራይ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ኮርፖሬሽን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘካየዶ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝበለ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ኣማራ ባንክን ስምምዕነት ኪራይ ሞጁላር ማእኸል ሓበሬታ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣማራ ባንክን ስምምዕነት ኪራይ ሞጁላር ማእኸል ሓበሬታ ተፈራሪሞም። ብዝተገበረ ስምምዕነት ኢትዮ ቴሌኮም ዓሰርተ “ራኮችን” ብኽራይ ዘቕረበ እንትኸውን፥ ስርዓት ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ እቲ ባንኪ ብምዝማን ደረጅኡ ዝሓለወ ማእኸል ሓበሬታ…