Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ እታ ከተማ ዘዳለዎ መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ምስ ዝተፈላለተዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳለጥ ኣሎ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ…

ኣብ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሸጓጉጢ 1 ሚሊየንን 80 ሺን ብር ዝዋግኡ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ። ተወካሊ ምክትል ኢንስፔክተር እቲ…

ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ሰንሰለት ዕዳጋ ብዝሓለወ መገዲ ብማሕበራት ሸመትቲ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ነቲ በዓል ዝኾና አንስሳት ንምምፃእ መትእስሳር ዕዳጋ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ሚኒስቴር…

ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር መካተቲን ኣሳታፊን ምግባር ንምዕት ዝተሓሰበ ብሄራዊ ምርድዳእ ዓብዪ ግደ ይጻወት – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዓቢዩ ሓደራን ሓላፍነትን ኣለዎ ክብሉ ሙሁራት ፖለቲካ ሳይንስ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር መምህር ፖለቲካል ሳይንስን ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን…

ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክዕወት ኢዩ ኢልካ ኣይሕሰብን – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ውልቀ ዘይተሳተፈሉ ክእለትን ልምዓትን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢንዱስትሪ ሰላምን ምርግጋፅ ከምዘይከኣል ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ምውፋር ስራሕን ዘፈር ዕዳጋን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ገሊፆም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ…

1 ሺህ 86 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺህ 86 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 330 ደቂ ኣንስትዮን 80 ዝኾኑ ድማ ህጻናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ መብዛሕተኦም ኣብቆልቲ ፅዲያ ከባታት ዝሐሸ ዝርገሐ ዝናብ ከምዝህሉ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብፍላይ ድማ ኣብ ምብራቕን ደቡብን…

ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው እነተዘየቢላ ስጉምቲ ከምትወስድ ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕራባውያን ኣተሓባቢራ ናብ ዩክሬን ትልእኾ ቀረብ ኣፅዋር ጠጠው ዘይተብል እንተኾይና ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ክትብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ምክትል ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ራያብኮቭ፥ ኣሜሪካ ናብ ዩክሬን ኣፅዋራት እናለኣኸት ምዃና ሃገሮም…

ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ 27…