Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ንከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ቅንያቱ ፋሽካ በዓል ብምዃኑ ልዑል ምንቅስቓስ ሰባት ዘለዉ ኢዩ። ስለዝኾነ ረብሻን ጉሕለትን ንከይፍጠር ብምሕሳብ ሓዱሽ…

ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት ኣገልግልት መኽዘን ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት 25 ሚሊየን ብር ኣገልግልት ክራይ መኽዘን ሰሪዙ። እቲ መገዲ ኣየር ብካርጎ መኽዘን ዝተኸዘኑ ናውቲታት ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ  ክላውድ ጂብዳር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጥም ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፀገማት ሓገዝ…

ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ  ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ  ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ምጅማረን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ…

ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ብሰንኪ ኲናት ሩስያ-ዩክሬን ዘጋጠመ ቅልውላው ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ዓለም ለኸ ማሕበረሰንብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም። እቶም ትካላት፥ ኣብ ተፈጥሮ ጋዝ ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ፈሪያት ሕርሻ…

ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ። ኣቐባሊ ቃል ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር  ኢብራሄም ካሊን፥ ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ካብ ዘሎ ፅዕንቶ ንምውፃእ ዓሰርተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣6 ሚያዚያ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዝዘነበ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብታ ሃገር ከተማ ደርባን ብዝዘነበ ሓያል ዝናብ ኣብቲ ከባቢ ሓደጋ ውሕጅ ኣስዒቡ። ብምኽኒያት እዚ…

ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲ ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ዘገልግል ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ። እቲ ኤጀንሲ ንኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ዝለኣኾ…

ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ እዋናዊ መግለፂ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር…