Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣፍሊጡ። ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዘለዉ ወዲ 10 ዓመት ህጻን ሕሙም ኩሊት…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት 9 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት 9 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ፌዴራል ኣብ ዝተመረፁ ጉዳያት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘዘፈር ገምጋምን ክትትልን ወ/ሮ ጥሩማር ኣባተ ኣብ ዝመርሐኦ እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማ በጀት፥…

ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር 247 ዕጡቓት ጉህዴን ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር 247 ዕጡቓት ጉህዴን ኢዶም ከምዝሃቡ ኮማንድ ፖስት ወረዳ ዳንጉር ኣፍሊጡ። ኣብታ ወረዳ ሉእኽቶ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐቢሎም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 247 ዕጡቓት ጉህዴን ንሓይሊታት ፀፅታ ብሰላማዊ መገዲ ኢድ ዝሃቡ…

ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጦር መርከብ ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ጥሒላ። ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ከምዝሓበሮ፥ ሞስኮቫ ዝተብሃለት ተሸካሚት ሚሳኤል መርከብ ክትጥሕል ዝኸኣለት እታ መርከብ ዝተሸከመቶ ጥይት ብምፍንጃሩን ውሽጣዊ ክፍሊ እታ መርከብ ብሓዊ ስለዝተጎድአን ኢዩ።…

ኣብ ክልል ከተማታት ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ከተማታት ብዝተፈላለዩ ስያመታት ብኣካላት መንግስቲ ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ። ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበረርቲ ሻሸመኔ፣ ጅማን ካልኦት ክልላትን፥ ንልምዓት ከባቢ፣ ንሰራዊት…

ሚኒስቴር ሕርሻ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምስፋሕ ንምጥቃም ብዝተጠናኸረ መልክዑ ከምዝሰርሕ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣብ ረብሓ ዝውዕሉ ተፈጥሮኣወዊ ዱኽዒን “ዘርሚ” ዝተብሃለ ኮምፖስትን ብስፍሓት ንምጥቃም ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ሚነሲቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ምምሕያሽ ልምዓት ሓመድ ተፈራ ሰሎሞን…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት 10 ማእኸለዎት ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ዝተወፈሩ…

ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ኣጋይ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሚሩ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ምግባር ምጅማሩ ጥምር ኮሚቴ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድን ኣባል…

ኣምባሳደር ኣደም መሓመድ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድን ኤርያል ማናጀር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፋኪያ ኣብደርህማን ምስ ጠጠባባቒ ዳይሬክተር ጀነራል ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፕሮፌሰር ዶክተር ከማል…

ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…