Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እቲ ኤጀንሲ ደምቢ ክዳን  ሰብ ሞያ ቁፅፅር ትራፊክ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ምንቅስቓስ ትራፊክ እታ ከተማ ሰላማዊን ተቐባልነት ዘለዎን ንምግባር ባዓል ሞያታት ቁፅፅር ትራፊክ ዝኽደንዎ ክዳን ደምቢ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክበበው ሚደቅሳ፤…

ባንኪ ኣዋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ፋይናንስ ንመበል 29 ግዘ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ዓመታዊ ብብርኪ ዓለምን በቢሃገሩን ውፅኢት ብሉፃት ባንክታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካዊ “ስታንዳርድ ባንኪ” ቀዳማይ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ክስየም እንከሎ፥…

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ወታሃደራዊ ፎረም ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ፎረም ወታሃደራዊ  ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ምርግጋዕን ከምኡ እውን ፀገማት ፀጥታ ብምልላይ ልውውጥ ሓበሬታን ልምድን ዕላማ ዝገበረ እዩ ተባሂሉ።…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክረቲ መቐለ ንክበፅሕ ንዝገበሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜርካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክርቲ መቐለ ክበፅሓ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ። ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒዮ ብሊንከን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብዘዉፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ንምእታው መድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት…

ብኣተሓባባራይነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 7 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም  ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ፥ 50 ሓገዝ ዝፀዓናን ነዳዲ ዝሓዛ ቦቴታትን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ይንእድ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሰያዳብርን ዋዩን ብመስኖ እናለምዐ ኣብ ዝርከብ…

መንግስቲ ብኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላምይድግፍ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላም ከምትድግፍ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን…

1 ሺሕን 245ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 245ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 686 ደቂ ኣንስትዮ፣ 368 ደቂ ተባዕትዮን 191 ሕፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 894 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 894 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ዑመር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል መዚ ካብ ፍርያት…