Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ…

ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ – ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ጥምረት ማይን ሓመድን…

ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ። እቲ ዩንቨርስቲ መበል 154 ዝክረ ሰማእት ኣፄ ቴዎድሮስ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣሞራ ገደል  ዕዉት ምውንጫፍ ሮኬት ከምዘካየደ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝተፈላለዩ ምርምራት…

ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም 9 ኣዋርሕ ኢዩ ነዚ ኢሉ። ኣብ ገምጋሙ፥ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ኣሰራርሓ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ምድጋፍን ስራሕቲ ቁፅፅር ምዝማንን…

 “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ቢሩኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ከምዝተዳለወ ገሊፁ። “ኣፍሪካ ኤሌክትሮኒክ ትሬድ ግሩፕ” (ኢ- ትሬድ ግሩፕ)ባህጊ ኣባል ሕብረት ኣፍሪከ መሰረት ዝገበረ ልውውጥ ንግዲ ንምስላጥን ብሓባር…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን   ደቡብ ሱዳን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መኽዲ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን…

ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ምዕራፍ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሰናዳእ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ። ፋና ላምሮት ምስ ሓደሽቲ ተወዳደርቲ ብቐጥታ ፈነወ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ክልተ ጉጅለ ዝተደበ 12 ተወዳደርቲ ዝሓዘ ኢዩ። እቲ ን9 ሰሙናት ዝፀንሕ ዓስራይ…

ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት 10 ላዕለዎት ሰብ መዚ እንግሊዝ ናብ ሃገራ ንከይኣትዉ ሩሲያ ኣጊዳ። ሩሲያ ኣብ ልዐሊ ዩክሬን ትወስዶ ዘላ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ብዝምልከት እንግሊዝ ዝወሰደቶ “ቅዋም ፅልኣት” ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ሓዊሱ ካልኦት…

 “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ተኻይዱ። ብትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ኣቢሉ ዝተኻየደ እቲ ዘተ ቀንዲ ትኹረቱ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላም ብዘለዎም ረብሓ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ሩሲያ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ዝርከብ መፍረዪ ሚሳኤል ዩክሬን ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ። እቲ ዕንወት ዝተፈፀመ ዩክሬን መርከብ ኣፅዋር ሩሲያ “ብሚሳኤል ወቒዐ ኣጥሒለዮ” ምባላ ስዒቡ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ሩሲያ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ መጥቃዕቲ…