Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ ሰልፊ “ማዕቐብ ቀታሊ ኢዩ፣ ፀረ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣሜሪካን ዝኾኑ ረቀቕቲ ሕጊታት ንቃወም፣…

ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት፣ 10 ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ክቐርብ ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ከምዝቐርብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ዓመት 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዕድጊት መዳበሪያ ከምዝተፈፀመ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እዚ 4…

ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ኢንዱስትሩ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 87 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኣብ…

35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)35 ስደተታት ኣሳፍፊ እናተጓዘት ዝነበረት ጀልባ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፥ ኣብ ከባቢ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ሊቢያ ከምዝጠሓለት ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ሹዱሽተ ኣስከሬናት ዝተረኸበ እንትኸውን፥…

ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ራዕዳውያንን ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ “ሰላማዊን ድሕንነታ ዝተረጋገፀ ኣፍሪካን” ንምፍጣር፥ ኣብ ዶባት፣ ብሳይበር፣…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትማሊኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ዓወት ቀኒዑዎም። ብብርኪ ዓለም ደረጃ ፕላቲኒየም ኣብ ዝተውሃቦ ውድድር ጉያ ማራቶን 2022 ደቡብ ኮሪያ ከተማ ሴኡል ብደቂ ተባዕትዮ ሞስነት ገረመው ክብረወሰን…

በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ። ሆሳእና ቅድሚ በዓል ፋሲካ ዝመፅእ 5ይ ክፋል ዓብዪ ፆም እንትኸውን÷ “ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣድሕን፣ ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣመዓራሪ፣ ብሽም እግዚአብሔር…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ጅቡቲ ኣደባባይ ዶልፊን ካልኣይ ዙር ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብነታዊ ርክብ ምጣነ ሃብቲ ዘለዎን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብሓምላዋይ ልምዓት እውን…

ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ልኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝሓለፉ ትሻዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 966 ኪሎ ግራም ወርቂ ንብሄራዊ ባንኪ ከምዝለኣኸ ኤጀንሲ ልምዓት ኢነርጅን ማዕድንን ኣፍሊጡ። ዋና ዳሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ኣኳታ ቻም÷ እቲ ንብሄራዊ ባንኪ ዝተለኣኸ ወርቂ ኣብ ወረዳታት እቲ…