Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛሪቦም። ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪን መበል…

ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥  ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…

ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ ኢሉ። ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ…

ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ምክትል ሚኒስትር  ዲጂታል ልምዓት፣ ኮሙኒኬሽንን መራኸብቲ ሓፋሽን ሩሲያ ማክሲም ፓርሺን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ…

ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ብኣካቢነት ወላዲ ኢንተርኔት ብምባል ዝፅውዑ ቬንት ሰርፍ ዝምራሕ ፓነል ምሕደራ ኢንተርኔት ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴዔታ…

ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል- ቡርሃን  ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚስትራት ኢጋድ ንዝተሳተፉ ሚኒስትራት ጌዳይ ወፃኢ…

መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ካሊፍ” ብምባል ዝፅውዖ መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ኣብ ኲናት ከምዝተቐተለ ምክትል መራሒ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ምግላፁ ኣርቲን…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን።…

ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ  ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም። ዶክተር በለጠ፥…