Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ክፍሊ ስራሕ ልምዓት ከተማ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ፥ ካብ ቢሮታት ትካላት ፕላንን ልምዓትን ክልላት፣…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ ልዕሊ 440 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ 443 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ግዝኣት ከዋዙሉ-ናታል ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ብምኽንያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምህንዳስ መሬትን ስዒቡ ክልተ…

348 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 348 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ኣወዳት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ…

ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ክፍተኑ ኢዮም – ሚኒስቴር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከም ስሩዕ ተምሃሮ ኮይኖም ክፍተኑ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር…

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ንምስታፍ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ምጅማራ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር መክልኻል እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሰራሕተኛታት ፓርቲ ኩርድ (ፒኬኬ) ዘነፃፀረ ዶብ ተሻጋሪ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሉ። እቲ ወፍሪ፥…

ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ኢዩ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይተሳትፎ ህዝቢ ሰላም ምርግጋፅ ስለዘይከኣል ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፂም። ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምስ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ብምትሕብባር…

ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ኣብ ተርኪ ተኻይዱ። ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ተርኪ ኣብ ዝርከብ…