Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 7 ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ክልተ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ፥ እቶም ኣብ…

ሩሲያ ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ቤልጂዬምን ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 15 ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ካልኦት ቁፅሮም ብዕሊ ዘይተፈልጠ ዲፕሎማት ቤልጂዬምን ኣባሪራ። እቶም ዲፕሎማት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ሩሲያ ለቒቖም ንክወፅኡ ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ…

ኣብ ዓውደ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣብ ዓውዲ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቢሸፍቱ ብርጋዴር ጄኔራል…

ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ብምዕቋር ንምጥቃም ዘኽእል ስርዓት ምምሕዳር በጀት ወፃኢ ከምዘድሊ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ቴክኒክን ሞያን ዶክተር በከር ሻሌ ገሊፆም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ማዕቐፋት ማክሮ ኢኮኖሚን ቀፀልቲ ኣንፈታትን…

ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ንዝተመዛበሉ ወገናት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ሃገረሰብከት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን  ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ኣቡነ ኤርምያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተሁለደሬ ዝርከቡ ተመዛዘበልቲ ንመውዐሊ በዓል ዝኸውን ልዕሊ 800 ሺሕ ብር ዘውፅእ ሓገዝ…

ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ማእኸል ልምዓትን ምርምርን ቆርበትን ውፅኢት ቆርበተን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ዓለም ለኸ ውድድራት ዝሰዓሩ ኢትዮጵያውያን ኣማዕበልቲ ቴክኖሎጂ ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ተወዳዲሮም ብምዕዋት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ዝረኸቡ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ብምዃን ን15 ሰብ ሞያ…

ኣብ ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ጎንጅ ቆለላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ባህርዳር ናብ ኣአዲስ ኣበባ እናተጓዘት ዝነበረት መኪና ፖሊስ ፌዴራል የዛት ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብምግልባጣ…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 2 ሚሊየን ሰባት ማሕበራዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ክልቲአን ክልላት ዝገበሮ ርካቦት መፅናዕቲ ብዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ክሪስቶፈር ኤሊያስ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ እቲ ፋውዴሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት…