Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ክልቲኦም ትካላት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ሽግግር ፍልጠትን ምስራሕ ዝኽእሉ አንትኾኑ፥ ስራሕቲ ኮሚኒኬሽን አወን…

ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ በዓል ምኅንያት ብምግባር እውን 3 ሺሕ ዳልጋ ከፍቲ፣ 5 ሺሕ ኣባጊዕን ኣጣልን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ካብ ሕረተሰብ ዝመፅኡ ማሕረዲ እንስሳት ንምትእንጋድ ማሽናት…

ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክፍሊት ትኬት ኣየር ምፍፃም ዘኽእል ስምምዐነት ገይሮም። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ “ክልቲኦም ግዙፋት ትካላት ዝገበርዎ ስምምዕነት ከም…

መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። እቲ ውልቀ ሰብ ብቁፅሪ 107 ፍረ ዝኸውን መዕኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ኣብ ምድላው እናሃለወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሮ ክትትል ኣብ…

ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ከተማ ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ጉድኣት ኣካልን ከልተ ኮንተይነራትን ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ…

ኣብ እዋን በዓል ምቁርራፅ ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ይሳለጡ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ትንሳዔን ዒድ-ኣልፈጥርን ምቅራቦም ስዒቡ ክህሉ ዝኽእል ፀገም ምቁርራፅን ምትሓትን ሓይሊ ንምፍታሕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ከምዝሓሮ፥ ኣብ ድሮን ዕለትን እቶም በዓላት…

ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓርማዝ ዘብፀሖ ጉድኣት ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ኢዩ፡፡ የኮንታ ዞን ፖሊስ አዛዥ ምክትል ኢንስፔክተር…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ገፀር ከባቢታት ግዝኣት ኣሪዞና ብዝተለዓለ ንፋስ ምኽንያት ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜናዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣሪዞና ከተማ ፍላግስታፍ ውፅእ ኢሉ ዝተወለዐ ቅልጡፍ ሰደድ ባርዕ ሓዊ፥ ልዑል…

ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ-ኣምባሳደር ተሾመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ብምስላፍ ንዝገበረቶ ደገፍ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ኣለዎ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝርከብን ኣብታ ሃገር ልዑል…

ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትማሊ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ድልድል መፃረዪ ፀወታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ምስ ግብፂ፣ ጊኒን ማላዊን ጸደልዲላ። እቶም መፃረዪ ፀወታታት ካብ ዝቕፅል ጉንበት ጀሚሩ ዝካየዱ ከምዝኾኑ ካብ…