Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ሳልሳይ ነበር ፕሬዚዳንትን ኬንያ ነታ ሃገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2003 ክሳብ 2013 ዝመርሑን መዋይ ኪባኪ፥ ኣብ 90 ዓመቶም ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንባዕሉ ካብ ራዕዲን ጎንፂን ብምርሓቕ፣ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም 6 ስምምዓት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልዕሊ 213 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ሽዱሽተ ስምምዓት ተፈራሪሙ። ካብ ሞንጎ እቶም ስምምዓት ልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝኸውን ምስቲ ኲናት ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት እናተኣናገዱ ዝርከቡን በዚ ምኽንያት ኣብ…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 313 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝውዕል ከባቢ 313 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣቢሉ ኣብ ክልላት…

ዓል ዓርቢ ስቕለት ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ፆም፣ ፀሎትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታትን ኢዩ ተኸቢሩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ…

ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ተወካሊ መንግስቲ ቱርኪን ትካል ኮንሰልቲንግ መልቲን  ፕሮፌሰር ዚያ ብሩሃቲንን ሲይፍቲን ቦጋዚልን ሎሚ ምሸት ኢዮም ጅግጅጋ ኣቲዮም።…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…

ኢሰመኮ መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) መበል ካልኣይ ብሄራዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪካ ብምኻነ ተሓሪዩ። ኣብ ኣፍሪካ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ትካል እንትኸውን ኢሰመኮ ንህፃናት ዝገብሮ ሓለዋን ዝህቦ ከለላ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ሰብኣዊ መሰልን…

ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ኣዲስ 127 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፀገሙ ወገናት ኣተሓላሊፉ። እቶም ወገናት ነብዙሕ ዓማውቲ ብስእነት መንበሪ እንትሰቐዩ ዝነበሩን ናይ ድኻ ድኻ ተባሂሎም ነዝተፈለዩ ነበርቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን በር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዲያስፖራ ልዕሊ 1 ነጥቢ 37 ቢሊየን ብር ደገፍ ብገንዘብን ዓይነትን ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ተሳትፎን ልምዓትን ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብዝተተሓሓዘ ዝተፈፀሙ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራት ብምግምጋም…