Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ዘበዊ ድኹዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ። ክሳብ ሐዚ “ኤን.ፒ.ኤስ.ቢ” ን “ኤን.ፒ.ኤስ” ዝተብሃለ ዘበዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ዛሬ ደግሞ ዩሪያ ወደ ሀገር ውስጥ የማጓጓዝ ሥራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፣ ህዝቢ ኣገው ምርምር ስነ ህንፃን…

ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ንዋየ ንያቶም ኢንቨስት ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ኣፍሊጦም። እቶም ሰብሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት እኹል ግንዛበ ንክረኽቡን  ንዋየ ንያቶም “ኢንቨስት” ንምግባርን ድልየት ከምዘለዎም…

ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ፅርየት ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ከምዝተኻየደ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንኢትዮጵያ፦…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ ሰባት እቲ ብዓል እንተኽብሩ ነዝተፀገሙ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ሓቢሮም።…

10 ጠበንጃን ኣስታት 2 ሺሕ ጠያይቲን ሓቢኡ እንተጎዓዕዝ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)10 ጠበንጃን ኣስታት 2 ሺሕ ጠያይቲን ሓቢኡ እንተጎዓዕዝ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ለጋምቦ ምክትል ኢንስፔክተር መሓመድ ኣደም፥ 10 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም በዝተገበረ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ብሪታኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ቪኪ ፎርድ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ቪኪ ፎርድን…

መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ዝረአ ፀገም ፀፅታ ንምቅላስ ኣብታ ሃገር ወታደራዊ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተዓጠቑ ሓይሊታት ዝምክት ቀጠናዊ ሓይሊ ንምጥያሽ…

ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም። ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 149 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 149 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 1 ሺሕን 135 ደቂ ተባዕትዮን ኢዮም፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት…