Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ምጅማሩ ዝጠመተ መግለፂ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ። እቲ ክልላዊ ኮሚቴ ሸውዓተ ኣባላት ዝሓቖፈ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ዝተፈላለዩ መሓዉራት ብዝተወደበ መገዲ ዝፍፀም ገበን ግዕዚይና ብምክልኻል ናብ ሕጊ በምቕራብ ተሓተት ንክኾኑ…

ዩ ኤን ዲ ፒ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝሳለጡ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ  ዩ ኤን…

ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሪፎርም ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ቀዳማይ ሪፎርም ዝተረኸቡ እወንታዊ ተመክሮታት ብምጥንኻር ዝተርኣዩ ማሕልኻታት ምፍታሕ ኣብ ዘኽእል መገዲ ይዳሎ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሚኒስቴር…

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ መዓልቲ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንሓወይን መሓዛየን ልኡል…

200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ፥ ምግቢ፣ መድሓኒትን ንሕፅበት ኩላሊት ዘገልግሉ መሳርሒታት ሕክምናን ብምፅዓን መቀለ ከምዝኣተዋ ኢዩ ተሓቢሩ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲየን። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዓለም ለኻዊ ሓበራዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝነበረ ግዜኢ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን-ጀኔራል ኣልቡርሃን

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ካብ ግዝኣታ ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍፅሙ ኣካላት ኣይትፃወርን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ጀኔራል ኣብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ተዛሪቦም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥…

ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ብሄራዊ መምርሒ ኢንተር ፖል ኢትዮጵያ ኮማንደር ፀጋዬ ሃይሌ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣዘዝቲ ስራሕ ተራኺቦም ኣፈፃፅማ ስርሖም…