Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ዝረአዩ ትካላት ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከምኡ እውን ካብ ኩለን…

መንግስቲ ንዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና-ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብኲናት ንዝዓነዉ ከባቢታት ኣብ ዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሓላፊ…

ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣፍሪካ ይሳለጡ ኣብ ዘለዉ ኢኮኖሚያዊ ኣኼባታት ትሳተፍ ኣላ። እቶም ኣኼባታት፥ ትካል ዞባታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካን መበል ሓምሻይ ሲምፖዚየም ኢኮኖሚ ሕብረት ኣፍሪካን ኢዮም። ኣብቲ ሲምፖዚየም ዓውዲ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ። ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ…

ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሰራሕተኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ሽፈራው ካብ ወላዲቱ ወ/ሮ ፅጌ ሽፈራን ወላዲኡ ኣይተ ታደለ ጉልማን ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ  ወረዳ ዳዎ ጣቢያ ኡልማ ቡሳ 14 ጥቅምቲ 1975…

ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም-ኢትዮ ቴሌኮም

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ኮር ሳይት ሽረ እንትዛዘም ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ኣገለግሎት ቴሌኮም ክረኽቡ ኢዮም ክብል ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ቴሌቪዥን ፋና ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ብሽም መምህራንን ቴክኒካል ሓገዝቲን ዝተጋወሐ ቅዋም ካብ ኣፍልጦኡ ወፃእ ከምዝኾነ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ንግዜኢ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ÷ ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ካብ ቅድመ መደበኛ ክሳብ…

ሶማሊያ ንኣልሸባብ ኣብ ምድኻም ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልሸባብ ኣብ ምድኻምን ምጥፋእን ግደ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ  ዕዙዝ ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ መበል 34  ብርጌድ ብሔራዊ ሰራዊት ሶማሊያ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ገሊፆም፡፡ ጄኔራል ዓሊ መሓመድ ምስ ኣመራርሓን ኣባላት ሰራዊትን 7ይ ሞተራይዝድ ሻለቃ ኣኽባሪ…

ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ጀሚሩ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወደበ ሌብነት ንምውጋእ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ስርሑ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ÷ ምሕደራ መሬትን ኣባይቲን መንግስቲ፣ ዘፈር ፀጥታን ፍትሒ፣ ዘፈር ፋይናንስ፣ ስርዓት እቶትን ጉምሩኽን…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ክሰርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ካብ 9 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ስልጠና ከምዝወሃቡ ተሓቢሩ። ኣቐባሊ ቃል…