Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ። እቲ ኮሚቴ ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሐመድ ገሊፆም። ሓላፍነት እቲ ኮሚቴ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ተግባር ግዕዚይና ክትትልን ምርመራን ምግባር ከምዝኾነ…

ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት መዐደሊታት ነዳዲ ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ፥ ንሰብኣዊ ደገፍ ዝቐርብ ነዳዲ ብዘይምትእጉጓል ተበፃሒ…

ኣብ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ። ወ/ሮ ነፊሳ ሸምሰዲን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ወረዳ  ሳንኩራ ከተማ ኣለምገበያ ምስተመልሰት ኢያ ተገላጊላ። እታ ኣዶ ብመጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ…

ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንስደተኛታትን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝግበር እንትኸውን፥ ብካልኣይ ዙር ፅዕንቶ ስደተኛታት ምላሽ ፕሮጀክት ዕላዊ ዝኾነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ሓምሻይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፅእ ወቅዱስ - ሓሙሻይ ፓትሪያርክ ወ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም። ሚኒስተር ሓበሬታ ኢርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ ብምኽኒያት ሕማም ሕክምናዊ ረድኤት እንትግበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ 2019 ክሳብ 2021 ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ብሉፃት ፈፀምቲ ካብ ዝኾና 10 ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ከምዝኾነት ገሊፁ። እተን ሃገራት ዘመዝገብኡ ብርኪ ዕብየት ምስ 2010 እንትነፃፀር ዝሓሸ ከምዝኾነ ሓቢሩ።…

 “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ የሳለጥ ኣሎ። ዓለም ለኸ ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ፐብሊክ ኢንተርፕርነርሺፕን ዲጂታል ኢንተርፕርነርሺፕን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 321 ሰባት ብገበን ግዕዚይና ተኸሲሶም ውሳነ ከምዝተውሃቦም ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ገሊፁ። እቶም ተኸሰስቲ ካብ 6 ኣዋርሕ ክሳብ 16 ዓመት ዝበፅሕ ቅፅዓት ከምዝተፈረደሎም…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን ሓበራዊ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያን መሓዙት ልምዓትን 2ይ ሓበራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብቲ መድረኽ÷ ብስምምዕነት ትካል ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታን ሚኒስቴር ገንዘብን ዝተጣየሸ ትረስት…

1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 214 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 220 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 774 ደቂ ተብዕትዮን 220…