ካብ 12 ሕዳር ጀሚሩ ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ሕዳር ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ልዕሊ 20 ሺሕ ኢትዮያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 19 ሺሕን 689 ደቂ ተባዕትዮ፣ 2 ሺሕን 673 ደቂ ኣንስትዮን 724 ህፃናትን ሰገናትን…